复制到剪贴板

በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ርኢቶ መእመናን ብዝዕባ ምግዛእ ቤተክርስትያን ማሕበር መድሓኔኣለም ቫይንን ከባቢኣን ዝምልከት። ፊልጲ 2 (Philippians) 2፤ ብሓንቲ ሓሳብ ብምዃንኩም፡ ብሓንቲ ፍቕሪ ብምህላውኩም፡ ብሓንቲ ነፍሲ ዄንኩም ሓደ ብምሕሳብኩም ሓጐሰይ መልአ። እግዚኣብሄር ን ማሕበርና ይባርክ ኣሜን!!!

1) ቤተ ክርስትያን ኣብ ቫይን ክንገዝእ ወይ ክንጥቀም
ቤተ ክርስትያን ኣብ እስፕያ ክንገዝእ ወይ ክንጥቀም
点击提交,即表示您同意本网站的使用条款